Tigrinya

ናይ ኢ ኤል ኤል ዋና ትልሚ ንቅድሚት ይኸይድ አሎ

ናይ ክላርክ ካውንቲ ስኩል ዲስትሪክት (ሲሲኤስዲ) ናይ እንግሊዝ ቋንቃ ተመሃሮ (ኢኤልኤል) ዋና ትልሚት ንቅድሚት ይኸይድ አሎ

ብግንቦት 2016 ብትምህርቲ ሰሌዳ ሃላፊታት ዝጸደቀ, ናይ መጀመርታ ቋንቅኦም እንግሊዘኛ ዘይኾነ ተመሃሮት ናይ ብቅዓትን ተኽእሎ ንምምሕያሽ ሃሙሽተ ስትራቴጂካዊ ዐላማታት ዘጠቃልል እዩ

እዚኦም ሐሙሽተ ዐላማታት እዚኦም እዮም:

  • ናይ ኢኤልኤል ናይ ምምሃር ደረጃ ንምምሕያሽ
  • ናይ ምምሃር ፕሮግራም አማራጺታት ንኢኤልኤል
  • ዝልዓለ ጻዕሪን ቀጻልነት ዘለዎም ናይ ኢኤልኤል መምህራን ንምድጋፍን ንምቅጻር
  • ናይ ኢኤልኤል ኩሎም ድልየታት ፍልልይ ሰፋፊ ኩነታት ከምኡውን ባህሊ ንምስፍሕፋህን ምስ ቤተሰብ ምስራህ
  • ንሐቀኛ ትምህርታዊ ዕድላት ብኹሉ ዲፓርትመንትን ገዛውቲን ከምኡ ትምህርቲ አካላት ዉሽጢ ፖሊሲታት መሸከላት ከምኡዉን ልምድታት የመሃድር